ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 ግንቦት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 ግንቦት 2023 ዜና(ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት ኣስታት 12 ሽሕ ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰባት ኢትዮጵያ ከምዝኣተው ይገልጽ: ል ኡኽ ጀነራል ኣል ቡርሓን ኣዲስ ኣበባ ይበጽሕ: መራሕ ጀርመን ኣብ ኬንያ ዑደት የካይዱን ካልኦትን) ጸብጻብ ኣብ ወረዳ ሓውዜን ምጅማር ትምህርቲ መደብ ቒሔ ጽልሚ የጠቓልል