ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 04 ግንቦት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 04 ግንቦት 2023 ዜና (ኢትዮጵያ፤ ካብ ሱዳን ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ዜጋታት ተውጽእ፡ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ ናብ ክልል ትግራይ ዝግበሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ደው ምባሉ ኣፍሊጡ) ጸብጻብ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኡምራኩባ ዝተፈጥረ ባርዕ ሓዊ ጸብጻብ ኩነታት ካብ ሱዳን ሃዲሞም ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ዝተኸልከሉ ኤርትራዊያን መደብ ጥዕና- ሕማም ቲቢ ኣብ ኤርትራ የጠቓልል።