ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 ግንቦት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 ግንቦት 2023 ዜና (ቤት ጽሕፈት ጥዕና ክልል ትግራይ ጸረ-ኤችኣይቪ ይጥቀሙ ዝነበሩ 13 ሽሕ ሰባት ኣበይ ከምዘለው ኣይፍለጥን ይብል ፡ተኹሲ ኣብ ዋና ከተማ ሱዳን ኣብ ዝቐጸለሉ ቁጽሪ ሓገዝ ዘድልዮ ህዝቢ ሱዳን ይውስኽ፡ሩስያ፡ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸውን ማዕጾ ጸሊም ባሕሪ ክትከፍት ምስምማዓ፡ ጉተርዝ ንኢዶም ) መደብ ጥዕና - ቃለ መሕትት ምስ ተመራማራይ ሕማም መንሽሮ ፕሮ. እንግዳ ሓጎስ የጠቓልል።