ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ግንቦት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ግንቦት 2023 ዜና (ዓለምለኸ መዓልቲ ፕረስ፡ ሃገራት ኤስያ ዝተሓተ መስርዕ ይሕዛ፡ዝርርብ ሰላም መንግስቲን ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞን ተዛዚሙ፣ ሓባራዊ ምርድዳእ ኣይተበጽሐን ካልኦትን) ትንታነ ኣብ ጉዳይ ስምምዕ ምቑራጽ ተጻብኦ ፕሪቶርያ ኣብ ሽዱሽተ ወርሑን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ የጠቓልል