ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2023 ዜና ( ኣብ ክልል ኣምሓራ ብተግባር ሽበራ ተጠርጢሮም ኣብ ቐይዲ ዝኣተው 47 ተጠርጠርቲ፡ ኮንፈደረሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ሰልፊ ንምክያድ ምኽልካሉ ይሕብር ፡ሱዳን፤ ኣዘዘቲ ኲናት ንተወሳኺ ምቍራጽ ተዅሲ ተሰማሚዖም ፡ ኣብ ቴክሳስ ዘጋጠመ መጥቓዕቲ ተኹሲን ) መደብ ስፖርትን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል።