ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 ግንቦት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 ግንቦት 2023 ዜና (ልኡኽ ወታሃደራዊ ኣዛዚ ሱዳን ናብ ፕረ.ኢሳይያስ መልእኽቲ ኣብጺሑ፥ ኣይ.ኦ.ኤም ቁጽሪ ካብ ኲናት ሱዳን ሃዲሞም ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትው ሰባት ክውስኽ ምዃኑ ይሕብር: ዘማሪትን ስነጥበባዊትን ሂሩት በቀለ ዓሪፋ) ንመዓልቲ ኣደታት ኣብ መቐለ ዝተዳለወ ምርኢት ቃለ መሕትት ምስ ካብ መስረቲ ህወሓት ዝኾኑ ኢን.ግደይ ዘርኣጽዮን ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ