ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 27 ሚያዝያ 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 27 ሚያዝያ 2023
ዜና (ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ብልጽግና ክልል ኣምሓራ ብዝተተኾሰሎም ጥይት ሞይቶም፡ ኣብ ክልል ደቡብ ብዘጋጠመ ግጭት 14 ሰባት ሞይቶም፡ ብሪጣንያ ኣብ ሱዳን ዝነብረ ኣምባሳደራ ናብ ኢትዮጵያ ተውጽእ)
ጸብጻብ ምብጻሕ ዑደት ላዕለዎት መራሕቲ ፓርቲን ክልላትን
ዘተ ዘተ- “ኢትዮጵያ፤ መንገድታት ንዘላቒ ሰላም”(2ይ ክፋል) የጠቓልል።