ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ 25 ሚያዝያ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ 25 ሚያዝያ 2023 ዜና (“ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞን ዘተ ሰላም ይካየድ” ሮይተርስ ፥ ሱዳናዊያን ዝርከብዎም ዜጋታት ዝተፈላለየ ሃገራት ካብ ሱዳን ሃዲሞም ናብ ኢትዮጵያ ይኣትው ምህላዎም ተሓቢሩ ፥ ፕረዚደንት ባይደን ወፍሪ ምረጹኒ 2024 ጀሚሮም) መደብ ኤርትራዊያን - ኣብ ኣመሪካ ወ/ት ኣፍሪቃ ፡ኣብ ኣመሪካ ስኒት ሃብተኣብ ተወልደመድህን የጠቓልል