ፈነወ ትግርኛ ሰንበት

Your browser doesn’t support HTML5

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ። ቀዳምን ሰንበትን ድማ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዝጠመተ ፍሉይ መደብ የተአናግድ።