ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 ሚያዝያ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 ሚያዝያ 2023 ዜና(ኣብ መቐለ ዝተኻየደ ኢፍጠር ጎደና: 100 ብሰላማዊ መንገዲ ክቓለሱ ዝተሰማምዑ ዕጡቓት ቅማንት ምእሳሮም ተገሊጹ: ኣብ ሱዳን ዘሎ ግጭትን ካልኦትን) ኤርትራዊት ተቐማጢት ካርቱም ንቅልውላው ሱዳን ትገልጽ መደብ ኣመሪካናን የጠቓልል