ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ሚያዝያ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ሚያዝያ 2023 ዜና (ምትፍናን ክልል ኣምሓራ መጠናዊ ህድኣት ይርኣዮ፣ ገና ግን ኣይዓረፈን ፡ጋዜጠኛ ዳዊት በጋሻው ብሓይልታት ጸጥታ ምትሓዙ መሳርሕቱ ሓቢሮም ፡ኣስታት 700 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ተገሊጹ ን ካልኦትን) ፕሮግራም መግቢ ዓለም ዝሃቦ መግለጺ ኣብ ጉዳይ ሓገዝ እኽሊ ንክልል ትግራይን መደብ ጥዕናን የጠቓልል.