ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንሕርሻ ቀዳምነት ከም ዝህብ ይሕብር

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ንዝዓነወ ዓውዲ ሕርሻ ዳግማይ ንምልዕዓል ይሰርሕ ከምዘሎ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ገሊፁ። ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል እውን ንሕርሻ ጠመተ ከም ዝገብር ፕሬዚደንት እቲ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ወኪልና ሙሉጌታ ኣጽብሃ ናብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ተጓዒዙ ዘዳለዎ መደብ ኣሎ፡ ኣብ ሕርሻ።