ሽግር ዝወለዶ ምብልሓት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ትግራይ ዝነበረ ዕጽዋን ስእነት መሰረታዊ ቀረባትን፡ ንሓያሎ ወገናት ነቲ ዝመጽኦም ሽግፍር ንምፍታሕ ከም ዝባልሓቱ ገይሩዎም’ዩ። ካብ መንጎ እቶም ሓያሎ ፈጠራውያን ዕዮታት ኣብ ዓዲግራት ንዝተራእየ ጸገም መጓዓዝያ ዘቃልል’ዩ ነይሩ። ወኪልና ኣለም ፍስሃ ናብቲ ቦታ ተጓዒዙ ካብ ዝሰነዶ ዝረኸቦ'ዩ።