ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 31 መጋቢት 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 31 መጋቢት 2023
ዜና “ኣብ ሶማል 11 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብሓደጋ መኪና ሞይቶም” ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት: ድሕሪ ኲናት ኢትዮጵያ ስድራቤታት ዝጠፍኡ ኣዝማዶም የናድዩ: መስርሕ ፈራዶ ኒውዮርክ ፕረዚደንት ነበር ትራምፕ ክኽሰሱ ወሲኑ ካልኦትን)
ንዝኽሪ ዶ/ር ተወልደ ብርሃን ገ/እግዚኣብሔር ዝተዳለወ መደብ የጠቓልል