ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 14 ሚያዝያ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 14 ሚያዝያ 2023 ዜና (ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ዝተመዛበሉ ተወላዶ ትግራይ:ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ዳግም ንምውዳብ ይስራሕ ከምዘሎ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ ፥ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ፕሮግራም ዓለምለኸ ትካል ገንዘብ 2-ሚልዮን ልቓሕ ምሕታታ ምንጭታት ሓቢሮም: 25 ስደተኛታት ኣብ ማያት ቱኒዝያ ጠሊቖም ሞይቶም) መደብ ቒሔ ጽልሚ የጠቓልል