ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 11 ሚያዝያ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 11 ሚያዝያ 2023 ዜና(ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ጎንጺ: ኣብ ክልል ትግራይ ዝተሰርቐ ሓገዝ እኽሊ: ሓለዋ ባሕሪ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 1,200 ስደተኛታት ምድሓኑን ካልኦትን) ርእይቶ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ የጠቓልል