ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 መጋቢት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 መጋቢት 2023 ዜና (ሚ/ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መሪሕነት ህወሓት ተጀሚሩ ዝነበረ መስርሕ ክሲ ክቋረጽ ወሲኑ ፥ ወረዳ ኣበርገለ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምእታዋ ተሓቢሩን ካልኦትን ) መደብ መንእሰያት የጠቓልል