ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 10 መጋቢት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 10 መጋቢት 2023 ዜና (ማሕበር ምሁራንን ሞያውያንን ትግራይ ንጀነራል ጻድቃን ምኽታል ፕረ.ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ገይሩ ሓጽዩ: ኣብ ጀርምን ዘጋጠመ መጥቓዕቲ ተዂሲን ካልኦትን ) ጸብጻብ መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ጀሚሩ መደብ ቂሔ ጽልሚን የጠቓልል