ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 መጋቢት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 መጋቢት 2023 ዜና (ኣብ ኮንሶ ዘጋጠመ ሕጽረት መግቢ፡ ኣብ ሱዳን ዝተኻየደ ተቃውሞ መማህራን ኣብያተ ትምህርቲ መንግስቲን ካልኦትን) መደብ መንእሰያት ኣብ ፕሮጀክት መንእሰያት ዳዕሮ ብሪጣንያ የጠቓልል።