ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 መጋቢት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 መጋቢት 2023 ዜና(ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ እዋን ጽንብል ዓድዋ ንዘጋጠመ ጉድኣት ዝሃቦ መግለጺ: ምርጫ ናይጀርያን ካልኦትን) ጸብጻብ ዋዕላ ኣብ ጉዳይ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይን ግብረ መልሲ ተቓወምቲን መደብ ቒሔ ጽልሚን የጠቓልል