ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 መጋቢት 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 መጋቢት 2023
ዜና (ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ናብ መቐለ ተጓዒዞም፡ተሓለቕቲ ወገናት ንተበግሶ ምቍራጽ መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ ጥሕሰታት ኢትዮጵያ የጠንቅቑን ካልኦትን)
ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምቛም ዝዓለመ ዋዕላ ዝምልከት ጸብጻብ
ዕላል ምስ በዓልቲ ሞያ ጽባቐ ጸጉሪ ሩት ዑስማን የጠቓልል።