ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምቛም ዝዓለመ ዋዕላ ጀሚሩ

Your browser doesn’t support HTML5

እዚ ንኽልተ መዓልታት ዝቕጽል ዋዕላ ንልኡኽን ኣወዳድባን እቲ ዝጣየስ መሰጋገሪ መንግስቲ፡ ክፍፍል ስልጣንን ንዝመጽእ ካቢነ ዝህሉ ቅርጺን ክዝቲ መደብ ወጺኡ ኣሎ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ካብ ሽዱሽተ ወርሒ ክሳብ ሓደ ዓመት ገደብ ስልጣን ዝህሉዎ ኰይኑ፡ ድሕሪኡ ብምርጫ ዝመጽእ ምምሕዳር ክርከቦ መደብ ከም ዘሎ’ውን ኣብቲ ናይ ሎሚ ዋዕላ ተሓቢሩ።