ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ለካቲት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ለካቲት 2023 ዜና(ኣብ ቦረና ዘሎ ደርቂ: ኣብ ክልል ኦሮምያ ሸገር ኣባይትና ፈሪሱና ዝብሉ ነበርቲ: ምብጻሕ ጂል ባይደን ኣብ ኬንያን ካልኦትን) ትግራይ ደሞክራሲያዊ ፓርቲ “ውዕል ፕሪቶሪያ ብህወሓት ይፈርስ ኣሎ” የጠቓልል