ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 መጋቢት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 መጋቢት 2023 ዜና ( ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ካብ ሶማል ናብ ኢትዮጵያ ምእታዎም ሕ/ሃ ገሊጹ፡ቢንያም ግርማይ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ዙር ቲረኖ ኣድሪያትኮ ሳልሳይ ወጺኡ፡ቤት ምኽሪ መራኸቢታት ሓፋሽ ኢትዮጵያ ዕጽዋ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክለዓል ይውጽዕ ) ሎሚ ተዘኺሩ ንዝወዓለ ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝምልከት መደባት የጠቓልል