ምርኢት መካይን ቺካጎ ንውሑስ መጻኢ የማዕዱ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሰሜን ኣመሪካ እቲ ዝዓበየን ነዊሕ ዝጸንሕን ምርኢት መኻይን ቺካጎ ውፅኢት ቴክኖሎጂን ሓደስቲ ዝተሰርሓን መኻይን ንዓደግቲ በብዓመቱ ዝቐርበሉ ምርኢት'ዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ምርኢት መኻይን ንጠለብ ዓደግቲን ሓላፍነት መንግስቲን ዘንፀባረቐ ምዃኑ ፀብፃብ ከይን ፈራባ (Kane Farabaugh) የርኢ።