ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ ገዛ ይሕለዉ ኣለዉ
Your browser doesn’t support HTML5
ጂሚ ካርተር ካብ 1977 ክሳብ 1981 ኣብ ዝነበረ 4ተ ዓመታት መበል 39 ፕረሲደንት ኣመሪካ ኮይኑ ዘገልገለ ክኸውን ከሎ፡ ቅድሚኡ ድማ ኣመሓዳሪ ክፍለ ግዝኣት ጆርጅያ ኮይኑ ዘገልገለ`ዩ። ሕጂ እዚ ወዲ 98 ዓመት ኮይኑ ዘሎ ጂሚ ካርተር፡ ኣብ ገዝኡ ክሕሎ ኣትዩ`ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5