ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 የካቲት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 የካቲት 2023 ዜና (ምብጻሕ ሓላፊ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬትን ሃገራዊ መደረ ፕረዚደንት ባይደን ዓመተ 2023) ጸብጻብ መግለጺ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ክልል ትግራይ ትንተና ኣብ ሃገራዊ መደረ ፕረ.ባይደን ምስ ዶ/ር ሃብተ ሃብተጊዮርጊስ የጠቓልል