ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 21 ለካቲት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 21 ለካቲት 2023 ዜና (ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ወልቂጤ ዝተራእየ ካብ ገዛ ዘይምውጻእ ኣድማ: ኤርትራዊ ሄኖክ ሙሉብርሃን ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ቱር ሩዋንዳ 2023 ይዕወት: ምንቅጥቃጥ መሬት ቱርኪን ሩስያን ቻይናን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘካይድዎ ልምምድን ካልኦትን) መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ የጠቓልል