ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 የካቲት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 የካቲት 2023 ዜና (ጉባኤ ሃይማኖታዊ ተቋማት ኢትዮጵያ ዝሃቦ መግለጺ: ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ህዝበ ወሳነን ኣብ ቱርኪን ሶርያን ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት) መግለጺ ካብ ክልል ትግራይን መደብ ሕርሻን የጠቓልል