ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ለካቲት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ዜና - ኣብ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነብረ ጸገም ብወኖና'ታ ቤተክርስትያን ምፍትሑ ተገሊጹ፥ ጸብጻብ ኮሚሽን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዝተፈጸመ ቕትለትን ካልኦትን ቃለ መጠይቕ ምስ መስረተቲን ኣካየድትን ማሕበረሰባዊ ምትእኽካብ ማህጸን ካልኣይ ክፋል የጠቓልል