ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ጥሪ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ጥሪ 2023 ዜና (ኣምባ.ኣመሪካ ኣብ ሕ/ሃ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬት ኢትዮጵያ ኣሎ ኢለን: ኣብ ፓኪስታንን ደቡብ ኣፍሪቃን ዘጋጠመ መጥቓዕቲ ተዂሲን ካልኦትን) መደብ ስፖርትን ቃለ መጠይቕ ኣብ መነባብሮ ኣመንቲ እስልምናን ክርስትናን ነበርቲ ወሎ ዝምልከት የጠቓልል