ኣብ ጉዳይ መጓዓዝያ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መቐለ ንኣዲስ-ኣበባ፤ ብኣገላልፃ ሰለስተ ኣካላት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ጉዳይ መጓዓዝያ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መቐለ ንኣዲስ-ኣበባ፤ ብኣገላልፃ ሰለስተ ኣካላት

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ በረራ "ምስ ዕድመ ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ ተጓዓዝቲ ዘንበርኩዎ ዝኾነ ዓይነት ገደብ ዕድመ የለን፡" ክብል ገሊፁ።

ተጓዓዝቲ ግን ገደብ ዕድመ ምኽንያቱ ክልከላ ክጕዓዙ ዘይምኽኣሎም ይሕብሩ ኣለዉ።

ቢሮ መራኸቢታት ሓበሬታ እቲ ክልል’ውን ናቱ መልሲ ሂቡ ኣሎ፡ ንኹሉ ሙሉጌታ ኣፅብሃ ኣጣሚሩ ዝለኣኾ ጸብጻብ'ዩ ኣብ መላግቦ ሰዓቡ፤