ሓወልቲ በኒን ብመን ከም ዝተሰርሐ ሕቶታት የለዓዕል

Your browser doesn’t support HTML5

"እታ ጓለንስተይቲ ንጉስ" ብዝብል ብሆሊዉድ ፊልሚ ንዝተሰርሓላን ንሓንቲ ካብተን ተዋጋእቲ ደቀንስትዮ በኒን ዝውክልን ሓወልቲ ዝሃነጾ፡ ማዕቀብ ዝተገብረሉ ኩባንያ ሰሜን ኮርያ ምዃኑ ቪኦኤ ኣገልግሎት ቋንቋ ኮርያ ዝረኸቦ ሓበሬታ ኣረጋጋጹ። በዓል ስልጣን በኒን ግን፡ እቲ ሓወልቲ ብሰሜን ኮርያ'ዩ ተሰሪሑ ንዝብል ኣሉታ ሂብሉ'ሎ። ሄንሪ ዊልክንስ ካብ ኮታኒ በኒን ዘዳለዎ መደብ’ዩ።