ዑደት ሚ/ወ/ጉዳያት ቻይና ናብ ኣፍሪቃ ብኣዒንቲ ተንተንቲ

Your browser doesn’t support HTML5

ሚኒስተር ወጻኢ ቻይና ቺን ጋንግ ምሕዝነት ቻይናን ኣፍሪቃን ንምሕያል ዝዓለመ ናይ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ምጅማሩ ትማሊ`ውን ኣብ ዜናና ሓቢርና ኔርና ኢና። ቻይናን ኣመሪካን ኣብ ኣፍሪቃ ጽልወአን ንምሕዳር ኣብ ዝወዳደራሉ ዘለዋ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ቀንዲ ዛዕባ ዑደት ሚኒስተር ወጻኢ ቻይና ድማ ንግድን ወፍሪ መዋእለ ሃብትን ከምዝኸውን ተንተንቲ ይገልጹ። መሓመድ የሱፍ ካብ ናይሮቢ ኬንያ ዘዳለዎ መደብ'ዩ፣ ትርጕሙ ይስዕብ፤