ጸብጻብ ስነ-ስርዓት ምርኽኻብ ከበድቲ ኣጽዋራት ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን፡ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ከበድቲ ኣጽዋራት ናብ ምክልኻል ኢትዮጵያ ክርከብ ድሕሪ ምኽታትሞም፡ እቲ መስርሕ ጀሚሩ ኣሎ። እቲ ኣብ ኣጕልዕ ዝተብሃለ ስፍራ ዝካየድ ዘሎ ስነ-ስርዓት ብተዓዛብነት ካብ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ዝተመዘዘት ኣሃዱ’ዩ ዝካየድ ዘሎ።