ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ጥሪ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ጥሪ 2023 ዜና (መግለጺ ወሃቢ ቃል ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ምውጻር ሰራዊት ኤርትራ ካብ ክልል ትግራይ፥ ኣብ ካሊፎንያ ዘጋጠመ መጥቓዕቲ ተኹሲን ካልኦትን) መደብ ኣመሪካን የጠቓልል