ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 ጥሪ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 ጥሪ 2023 ዜና (ምትሓዝ ጥርጡር ኣሰጋጋሪ ሰባት ኪዳነ ዘካርያስ: ምርጫ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ኣመሪካን ካልኦትን) ንምትሓዝ ኣሰጋጋሪ ሰባት ኪዳነ ዘካርያስ ዝምልከት ቃለ ምልልስ ምስ ነቲ ጉዳይ ትከታተል ሜሮን እስቲፋኖስ መደብ መንእሰያት ቃለ መጠይቕ ምስ መስራቲትን አካያዲትን ናይ ህጻናት ዩቲብ ቻነል ትግርኛ መንእሰይ ቅሳነት ቴድሮስ የጠቓልል