ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 4 ታሕሳስ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 4 ታሕሳስ 2023 ዜና ( መድህን ህይወት ኢትዮጵያ ብዂናይ ዝወረደ ኪሳራ ከምዘይክሕስ ሓቢሩ፥ ሓገዝ ኣምቡላንስ ንክልል ትግራይን ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኽዓየደ ሰልፊ ሰላምን) መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ የጠቓልል