ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ታሕሳስ 2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ታሕሳስ 2022 ዜና (ሮይተርስ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ከተማታት ክልል ትግራይ ይወጽእ ምህላው መሰኻኽር ዓይኒ ብምጥቃስ ይሕብር ፥ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘጋጠመ ግጭት ዝምልከት መግለጺ ይህብን ካልኦትን) 'መገዲታት ሰላም ኢትዮጵያ' ብዝብል ድምጺ ኣመሪካ ዘዳለዎ ዘተ ካልኣይ ክፋል የጠቓልል