ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 ጥሪ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 ጥሪ 2023 ዜና(ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ደሕንነትን ኢትዮጵያ ዝነበሩ 9 ተኸሰስቲ ተፈቲሖም: መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ነዳዲ ዝህቦ ዝነበረ ድጎማ የጉድል: ኣፈ ጉባኤ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ቃለ መሓላ ፈጺሞምን ካልኦትን) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ተሳፈርቲ መቐለ ዘንበሮ ናይ ዕድመ ገደብ ዝምልከት ጸብጻብ ዜና ስፖርትን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል