ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ታሕሳስ 2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ታሕሳስ 2022 ዜና(ጉጅለ ልኽ ሕብረት ኣፍሪቃን ካልኦትን መቐለ ኣትዮም፥ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ቻይና፥ ውጥረት ቻይናን ታይዋንን ካልኦትን) 'መገዲታት ሰላም ኢትዮጵያ' ብዝብል ድምጺ ኣመሪካ ብ ንቋ ኣምሓርኛ ዘካየዶ ዘተ ትርጉም ቀዳማይ ክፍል የጠቓልል