ዋሽንግተን —
ምምሕዳር ባይደን ካብ ቤት ማእሰርቲ ሩስያ ንዝተፈትሐት ውርይቲ ተፃወቲት ሃገራዊ ኩዕሶ ሰክዒት ደቂ ኣንስትዮ ብሪትኒ ግራይነር ነፃ ምውፃኣ ሓጎሱ ክገልፅ ከሎ ብኻልእ መዳይ ድማ ነቲ ካብ 2018 ጀሚሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሩስያ ዝርከብ ፖል ዊለን ሓዊሱ ካልኦት ብመንግስታት ወፃኢ ተኣሲሮም ዝርከቡ አመሪካውያን ንኸፍትሕ ፀቕጢ በዚሕዎ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ብሪትኒ ግሪነር ተፈቲሓ ባይደን ግን ጸቕጢ በርቲዕዎም ኣሎ