ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 22 ታሕሳስ 2022
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 22 ታሕሳስ 2022
ዜና (መግለጺ ፕረዚደንት ነበር ኬንያታ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ዕጽው ኣኼባ ዝምልከት፥:መንግስቲ ሶማል ንወሳኒ ዕርዲ ኣል ሸባብ ምቁጽጻሩ ይገልጽ: ምብጻሕ ፕረዚደንት ዩክሬን ዘለንስኪ ኣብ ኣመሪካን ካልኦትን)
መደብ መንእሰያት ምስ መስራቲትን አዳላዊትን 'በለስ ቡቡ' ዩቱብ ቻነል ቅሳነት ቴድሮስ ዝተኻየደ ቃለ መሕትት የጠቓልል።