ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ታሕሳስ 1,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ታሕሳስ 1,2022 ሓባራዊ ኣኼባ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ሽረ እንዳስላሰ ከምዝተሳለጠ ተገሊጹ: ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ምስ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም ተዘራሪቦም ጸብጻብ ዋንጫ ዓለምን መደብ ጥዕናን የጠቓልል