ጋዜጣዊ መግለጺ ድሕሪ ዑደት ኦባሳንጆ ኣብ መቐለ

Your browser doesn’t support HTML5

ጋዜጣዊ መግለጺ ድሕሪ ዑደት ኦባሳንጆ ኣብ መቐለ

ላዕለዎት ወተሃደራውያን መራሕቲ ፈደራል መንግስቲን ትግራይን ኣብ ቀረባ መዓልታት ኣብ ሽረ ክራኸቡ’ዮም

ዋና ኣዛታዪን ፍሉይ ልኡኽ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኣብ ጉዳይ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ኦሊሰጎን ኦባሳንጆ፡ ትማሊ ሓሙስ ንመቐለ በጺሖም ምስ ሰበ-ስልጣን እቲ ክልል ተዘራሪቦም ኣለዉ። ድሕሪ ዑደት ጉጅለ ኦባሳንጆ ኣብ ዝተዋህበ ጋዜጣዊ መገልጺ ተመርኲሱ፡ ሙሉጌታ ኣጽብሃ ጸብጻብ ልኢኹ ኣሎ ኣብዚ ሰዓቡ።