እቲ ካልእ ኲናት ኢትዮጵያ ኣብ ጽላሎት

Your browser doesn’t support HTML5

መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግጭት ጠጠው ክብል እንተተሰማምዑ’ውን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ደብዳባት ነፈርትን ህልቂትን ይፍፀም ከምዘሎ ሓበሬታት ይወፁ ኣለው። ካብ 110 ሚልዮን ህዝቢ ኢትዮጵያ ሲሶ ብዝሒ ህዝቢ ዝሓዘ ክልል ኦሮሚያ ንነዊሕ እዋን ዝዘለቐ ደባይ ውግእ ዝካየደሉ ክልል እዩ ይብል ፀብፃብ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ።