ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ታሕሳስ 7,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ታሕሳስ 7,2022 ዜና (ኦቻ ግጭት ክልል ኦሮምያ ሰባት ይዘናበሉ ምህላዎም ይገልጽ: ፖሊስ ጀርመን ዕልዋ ፈቲኖም ዝበሎም ጥርጡራት ኣብ ቐይዲ የእትው: ኣብ ክፍለ ግዝኣት ጆርጅያ ዲሞክራት ይዕወቱ) መደብ ስድራቤትን ደቂ ኣንስትዮን ከም ኡ'ውን ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም የጠቓልል