ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 22,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 22,2022 ዜና (ኣብ ከተማ ወልቂጤ ዝተኻየደ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ስዒቡ መንእሰያት ምእሳሮም ነበርቲ ይገልጹ: ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብዝሒ ለበዳ ሕማም ዓሶ ይረኣ ምህላው ቤት ጽሕፈት ጥዕና'ቲ ክልል ይገልጽ: ኣብ ኢንዶኖዥያ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬትን ኣመሪካ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰሜን ኮርያ ስጉምቲ ክወስድ ትጽውዕ) መደብ ኣመሪካና የጠቓልል