ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ታሕሳስ 5,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ታሕሳስ 5,2022 ዜና -ኮሚተ ቀይሕ መስቀል ናብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምቕጻሉ ይገልጽ: ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ 65 ሚእታዊት ካብ ሰራዊት ካብ ቕድመ ግንባር ምስሓቡ ይገልጹ: ኣብ ናይጀርያ ዘጋጠመ መጭወይቲን ሰራዊት ሶማል ንቁልፊ ቦታ ካብ ኣልሸባብ ምምንዛዑ ይገልጽ ዝብሉ ይርከብዎም ዜና ስፖርትን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል