ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 17,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 17,2022 ዜና ( ኢትዮጵያ ኮሚቴ ጸረ-ብልሽውና ተቕውም፥ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ተወሳኺ ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ ምልኣኹ ይገልጽ፥ ጸብጻብ ርእይቶ ሰብ መዚ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተወ ቀረባት መድሃኒትን ፥ ድሕሪ ምቁራጽ ተጻብኦታት ትኹረትኣብ ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን ክኸውን ምሕጽንታ ቀሪቡ) መደብ ጥዕናን የጠቓልል